
How Money works in Canada
ገንዘብኩም ብዝግባእ ከተመሓድሩ ትደልዩ እሞ ፍልጠት ይውሕደኩምዶ? ሄኖክ ምስግና፥ ክኢላ ናይ ፋይናንስ፥ ብዛዕባ እዚ ዝስዕብ ኣርእስቲ ክምህር ተዳልዩ ኣሎ።
– ኣተሓሕዛ ገንዘብ/ ባጀት
- ሰሙናዊ ወይ ወርሓዊ ወጻኢታት
- 3 ወርሓዊ ወይ ልዕሊኡ ወጻኢታት ምክትታል
– ጥቕምን ጉድኣትን ክረዲት ካርድ
– ወፍሪ
– ካልእን
ንምምዝጋብ ኣብዚ መላግቦ ጠውቑ
https://www.settlementcalgary.com/events/11302020yt
ዝኾነ ሕቶ እንተደኣ ኣለኩም፥ ብኽብረትኩም
ዮናስ ተ: 403-538-8360
yonast@immigrantservicescalgary.ca
ተወከሱ
