
መደብ ውህለላ ንትምህርቲ/ RESP
ንተመሃሮ ደቅኹም ንድሕሪ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቲ ዚኸውን መመሃሪ ገንዘብ ብኸመይ ከም እተዋህልሉ ሓበሬታ ንኽትረኽቡ ምሳና ሕበሩ
– ደቀይ ኣብ ክንደይ ዕድሚኦም ከዋህልለሎም እተጀመርኩ ይምረጽ
– ንድሕረ ካልኣይ ደረጃ መመሃሪ ዝኸውን ገንዘብ ወርሓዊ ክንደይ ከቀምጥ ኣለኒ?
– ደቅና ነቲ ዝተዋህለለ ገንዘብ እተዘይተጠቀምሉ እንታይ ይኸውን?
– ነቲ ዝተዋህለለ ገንዘብ ኣብ ዝደለናዮ እዋን ኣውጺእና ክንጥወመሉ ይከኣል ድዩ?
ከምኡውን ካልእ!
ንምምዝጋብ ኣብዚ መላግቦ ጠውቑ
https://forms.office.com/r/pQK3HW8XKD
ዝኾነ ሕቶ እንተደኣ ኣለኩም፥ ብኽብረትኩም
ዮናስ ተ: 403-538-8360
yonast@immigrantservicescalgary.ca
